What is Martha Ermias' Path To Success Program?
Path 2 Success ኣብ ስደት ኮይኑ፥ ዕወት ህይወት
ንኽነብር ንዝደሊ ሰብ ኣብ ግምት ብምእታው ዝተዳለወ
ስልጠና ኮይኑ፥ ዘዕውቱ መሰረታዊ ለውጥታት ንምምጻእ
ዘብቅዕ ናይ 6 ሰሙን ብኢንተርነት ዝወሃብ ስልጠና እዩ።
Path 2 Success ስልጠና ምስትምዝገብ ትረኽቦ ኣገልግሎት፥
✓ ን 90 መዓልትታት ተኸፊቶም ዝጸንሑ 12 ኮርስታት Path 2 Success ( $1,200 ዝግመት ዝኽእል ትሕዝቶ)
✓ መሰረት መንነትካ ($150 ዝግመት)
✓ ምፍራይ ዕወት ኣተሓሳስባ ($150 ዝግመት)
✓ ምስ ሕሉፍካ ዝተተሓሓዙ ጉድለታትካ ($150 ዝግመት)
✓ ምስጢር ኣወጻጽኣ ውጥን ($150 ዝግመት)
✓ ናይ ወሳኔ ስጉምቲ ዝወስድ ሰብ ትኾነሉ መገዲ ($150 ዝግመት
✓ ኣባልነት ኣብ ፍሉይ Facebook Group
✓ ሰሙናዊ ናይ ሕቶን መልስን መደብ ($200 ዝግመት)
ሎሚ ንዝምዝገቡ $199

YOU WEREN'T BORN TO BE
GOOD
ማእከላይ ክትከውን ኣይተፈጠርካን፥
-------------//------------
YOU ARE HERE TO BE
GREAT
ኣብ ዓለም ዘለኻ፥ ብሉጽ ሰብ ንኽትከውን እዩ
-------------//------------


HOW DOES P2S WORK?
"ፓዝ ቱ ሳክሰስ"
ንመጀመርታ ጊዜ ብቋንቋ ትግርኛን ሓይሊ ኢንተርኔት ብምጥቃምን - ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ንዘለው ግዱሳት ደለይቲ ዓወትን ለውጥን ዘቶኮረ ስልጠና እዩ
ትሕዝቶ “ፓዝ ቱ ሳክሰስ” ካብ ዓበይቲ መማህራንን ኣሰልጠንትን ዝበጽሕዎ ናይ ዓወት መትከላትን መምርሒታትን ተጾሚቑ ዝወጸ: (ካብ ከም በዓል ዳረን ሃርዲ ፡ ጂም ሮን ፡ ቶኒ ሮቢንስ ፡ ብራንደን በርቻርድ ፡ ጃክ ካንፊልድ ፡ ዳኒ ጆንሰን ፡ ኦግ ማንዲኖ ፡ወዘተ) ብኻልኣይ ደረጃ ድማ ናይ 4 ዓመታት ናይ ውልቂ ህይወተይ መቐይሮ ውጽኢት እዩ።
IS P2S RIGHT FOR ME?
እዘን ኣብታሕቲ ዘለዋ ሕቶታት እስከ ንነብስኻ ሕተታ . . .
• ንህይወትካ 100% ከም መደበይ እመርሕ ኣለኹ ትብልዶ?
• ኣብቲ ዝደልዮ እየ ዘለኹ ንኽትብል ዘብቅዓካ ውሽጣዊ ዕግበት ኣሎካዶ ?
• መጻኢኻ ጽፉውን ውሑስን ኮይኑ ይረኣየካ ዶ ?
• ከመይ ጌርካ ብርእሰ ተኣማንነት ከም እት ስጉም ኣነጺርካ ትፈልጥዶ?

EVERY HERO NEEDS A MENTOR
ኣሰልጣኒት ማርታ ኤርሚያስ፣ ነቶም መንገዲ-ዓወት ደልዮም ዝመጽኡ ሰልጠንቲ፣ ኣብ ምሕጋዝን ነቲ ክበጽሕዎ ዝሕልኑ ዕላማታቶም ማለት ውልቃዊ-ዕቤት፣ ቁጠባዊ ሓርነትን ዝምድናታትን፣ ብንኡድ ኣገባብ ኣብ ምእላይ ንብዙሕ ዓመታት ዝነጠፈት፣ ምኩርቲ ናይ ውልቃዊ-ዕቤት ኣሰልጣኒት እያ።
Registration closes on Sept 12th 2021!
00
DAYS
00
HOURS
00
MINUTES
00
SECONDS